ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ዞባ ምብራቅ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ቤት ፅሕፈታትን ሴክተራትን አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ከምእዉን ንናይ ቢሮ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣገልግልት ዝዉዕል ስፔር ፓርትን ጎማታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 28, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንናይ ተሽከርከርቲ ኣቅሑት ስፔር ፓርትን 10000 : ንጎማ ተሽከርካሪ 10000 : ንኣቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት 5000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ