ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ሎት ክልተ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ግላገሎት ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋት ሐደ ሎት ክልተ ሎት ሰለሰተ ሎት ኣርባዕተ ሎት ሸዉዓተ ሎት ሸሞንት ብር 6000 ቅርሺ ሎት ሓሙሽተ ሎት ሽድሽተ ብር 15000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒ15000 :ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት