ተዓፅዩ
ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ካብ 01 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ተግባራዊ ዝኮዉን ናይ ተሃነፅቲ ምግቢ ከቅርብ ብስራዓት ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 1ዓመት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ንሕጊ ተሃነፅቲ ምግቢ ከመግብ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘዉፅኦ ግልፂ ጨረታ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 7, 2012 3:40 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ