Closed
ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 3 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ነጋዶ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 9, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 9, 2017 3:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ