Closed
ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እንስሳት ናውትን ኣቅሑትን፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ማይ አቅሑትን፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 26, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2011 3:15 ቅ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ