Closed
ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቅሑት ሐደ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት: ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት : ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ንምግዛእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታራያ ጨርጨር
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ ኮምፒተርን ተዛመድትን 20000 : ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት 20000 : ሞተር ብስክሊት10000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ