Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሐት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ሞትር ሳይክል : ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሐትምን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 22, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 22, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ