ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 7, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 4, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ምድብ 1 ኣቅሑት ፅሬት፣ ምድብ 2 ሕትመት፣ ምድብ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ምድብ 4 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ምድብ 5 ኣቅሑት ቢሮን ጠረጴዛን ወንበርን፣ ምድብ 6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ምድብ 7 ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን በቢዝምልከቶም ብዓዊዲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኮረም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመታት ክገዝእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 27, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 27, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ደንቢ ምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019