Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን ማለት እዉን ስፔር ፓርት፡ ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ፡ መሳርሒ ፅሬት 5000 ቅርሺ ፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን 10000 ቅርሺ፡ ንኣቀሑት ሕትመትን 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ