Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ን እንስሳት መድሓኒት :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ን መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክል ን ዕጥቂ ስፖርት ንብስወከፎም 3000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬትን : መሳርሒ ሕትመት 2000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ