ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረዱ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን : ኣቅሑት ፅሬት ኢሊዉን ኣቅሑት ዉፅኢት ኢንዳስትሪ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2010 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ