ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንወረዳና ብቤት ፅሕፈት ሃ/ማ/ማ/ኢነርጅን ኣብ ጣቢያ ማይወይኒ ቁሽት ማካቦ ከስርሕ ስለዝደለየ መሰጋገሪ ካናል/ CROSSING CANA/L ንኩለኩም ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ሕብረት ሽርክናን ዉልቀን ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ