Closed
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ቀዋሚ ኣቅሑት ውሽጢ ፍራንሽን ኣንሶላን ምንፃፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 13, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 13, 2011 8:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ