Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንሓረስቶት ዝዕደል ሶላር መብራህቲ፣ ኣቅሑት ቢሮን መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ማይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ