ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ስሩዕ በጀቱ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ጎማ መካይንን ካላማደሪያን፣ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወልቃይት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢምድቡ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ