ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብድጎማ ካብ ዝተረከበ በጀት ሎት 1 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 2 ውፅኢት ኣቅሑት ቢሮ ዝኮኑ ንክዕድገሎም ብዝሓተቱና መሰረት ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ቃፍታ ሑመራ