ምልክታ ሊዝ ጨረታ ዙር ጨረታ 9ይ ዙር ዓይነት ጨረታ መደበኛ ናይ ከተማ ዛላንበሳ ም/መ/ምሕደራን ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝደንጎጎ ኣዋጅ 5/2007 መሰረት ንመንበሪን ንንግዲን ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጠቀምቲ ከመሓላልፍ ይደሊ፡፡ ብምዃኑ ክጫረት ዝደሊ ዝኮነ ሰብ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ሎሚ ዕለት 13/07/2011ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 150.00 ብምክፋል ምግዛእ ዝክእሉ ምዃኖም ነፍልጥ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ምልክታ ሊዝ ጨረታ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ምልክታ ንሊዝ ጨረታ ቑፅሪ 55 ሰዓርቲ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 23, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከተማ መቐለ ከተማ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምሓዝ ብዝወፀ ሊዝ ደንቢ ቑፅሪ 76/2005 ከምእውን መምርሒ ቑፅሪ 5/2006 መሰረት ንንግዲ፣ ንህቴል፣ ንመንበሪ፣ንከተማ ሕርሻግልጋሎት ዝውዕል 200 ቦታታት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ፣ ሓወልቲ፣ ዓይደር፣ ሓድነትን፣ ኲሓን፣ሰሜንንኣዳልዩ ብሊዝ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.18 (0.19)162.79 (0.19)
180.66 (0.1)182.47 (0.1)
24 (0)24.38 (0.04)
9.79 (0)9.89 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2019