ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው LG ቴሌቭዥን በዓል 43 ኢንች በዝሒ 3፣ ቲቪ ስታንድ ናይ ግድግዳ በዝሒ 4፣ ኬብል ገመድ ጥቅላል 100 ሜትሮ በዝሒ 2፣ LMB በዓል 4 በዝሒ 3፣ ባትሪ ዋይ ቱኤላፋንት ቱኤ በዝሒ170፣ ዲሽ 60 ሸሓነ በዝሒ 2፣ ከለር ፕሪንተር በዝሒ 1 ፣ ረሲቨር በዝሒ 4፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ