Closed
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት (ኣቅሑት) ማለት እዉን ምድብ 1 /loto-1/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ምድብ 2-/loto-1/ ፅሬት ኣቑሑት ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ