Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቑሑት፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ስፖርት ኣቅሑት፣ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት፣ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ