ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ሎት 1- ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ፣ሎት 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 3- ናይ ላብራቶሪ ኬሚካል፣ ሎት 4- ንምርምር መሳርሒ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእ ተተሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር ( ስፔስፊኬሽን ) መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 03 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቲ ከምትኽእሉ ነፍልጥ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ