Closed
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕክምና ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ቢዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ንተማልኡ መቅረብቲ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 26, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ