ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ቦቲ ኪራይ መኪና ብምልፍን ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ - አዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም ንስራሕቲ መሳለጢ ዘድልዩ ናይ ሓለዋ ፅሬት ኣውትሶርስ ግልጋሎት ግዝኣት ፡ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎትጋራዥ : ቐረብ ግልጋሎት ኦክስጅን ( ዝተፈላለዩ ዓይነት ቐረባት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር - ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ -

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድን ፡ ይደሊ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ 44 መመላኽትቲ ቢል ቦርድታት ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ኣብያተ ትምህርትን ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከጓዓዕዝ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/ ኢቨንት ምዝግጃው/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓም ናይ መካይን ናይ ጋራጅ ዋጋ ደራጃ ብቅዓት ካብ ሳልሳይ ንላዐሊ ነዝኮነ ጋራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30 2019 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክፅግን ወይድማ ናይ ፅገና ግልጋሎት ክረክብ ስፐዝደለየ ክትወዳደሩ እትደለዩ ነጋዶ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበር ኩለመዳይ ማእኸል ዕዳጋ ስዩም ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ህዳሴ ከባቢ ሚዘር 7o ካሬ ዝርከብ ስፍሓት መሬት 99o1.38 ሜ/ካ ዙርያ መለሽ ሓፁር ብቆርቆሮ ንምሕፃር (Fencing Work) ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰብሞያ (Construction) ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ዳሉል ትራንስፖርትና ንግድ አ/ማ ንዘለዎኦ ዓበይቲ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቝሑት፧ሞተር ዘይቲ፧ጎማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሊ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ፋይናንስ ከተማ ሃላም ን2019 በጀት ዓመት ሓብ ከምኡ ዕባ ናይ መንግስቲ ተርከርቲ መና ናይ ሃና ግልጋሎት ንምርካብ ብርኪ ክልል ብግላዊ መረታ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ክሳብ ሰነ 30 2019 ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/