ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንኸተምኡ ግልጋሎት ዝውዕል ሎት ክልተ (02፣ 03፣ 04)፣ ሎት ሓደ (01፣ 05፣ 06) ቀበሌታት ደረቕ ጐሓፍ ምእካብን ምጓዓዝን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ ዝርከብ ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ካብ CCO ፕሮጀክት ብዝተረኸበ ሓገዝ 1. ናይ ሕርሻ እታወታት(ቀለብ ጨቓዊት ፣ምስተይን መመገብን ጨቓዊት) ከምኡ እዉን ናይ constraction materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2019 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዝርከብ ሳዕሪ ንምግቢ እንስሳ ዝውዕል ኣጫሪዩ ክሸጦ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ላፕ ቶፕ ክትገዝእ ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፕላክፖርድ ሓዱሽ ንምግዛእን፣ ፕላክፖርድ ቀለም ምቅብኣ ክተወዳድር ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፕራይም ቀለም ክትዕድግ ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቆልዑ መፃወትን ፣ጎማ ወንበር ንሕፃወንቲ ክትገዝእ ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ክትዕድግ ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኮነስትራክሽን ደረጃ 8ተ ቀለም ንምሕባዕ ክተወዳድር ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/