ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ሐዉልቲ ዝስራሕ ኦፍስ ምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ 8 BC ንእሽተይ /GC ደቀቅቲ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካል ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕብረትን ዉልቀ ደቀቅትን ኣናእሸተይ ትካላት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

...ለዩ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፡ ናይ አሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (12 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን 20000 ፡ አሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

... ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (14 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

...ካይን መለዋወጠ ኣቅሑት ስፐሰር ፓርትስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (16 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

...ክሴቲክ ፅገና ጣዉላ ማዕፆን : ክልተ ናይ ምድሪ ቤት ምንፃፍ :ናይ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (8 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

...ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (4 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

...ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (8 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስ : ተሽከርክርቲን ነንሕድሕድ 18000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 16000 : ንቀዋሚ ንብረት 15000 : ንደቀቅቲ መሳርሒ 3000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

...ዊ ፕላን ማለት እዉን ስተራክቸራል ፕላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (4 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

...መለዋወጢ ኣቅሑት ሳልሳይ ንዝትፈላለዩ ንዝሕተሙ ናይ ሕትመት መዘጋብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (11 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ይ ፅሕፈት መሳርሒንኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን 25000 : ካልኣይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 30000 : ሳልሳይ ንዝትፈላለዩ ንዝሕተሙ ናይ ሕትመት መዘጋብቲ 10000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

...ም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፅገና ማእከል ዕደጋ ሜዳ ዓጋመ ብደረጃ BC/B/GC ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (12 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/