መ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንፖሊስ ቤት ፅሕፈት ንተጠርጠርቲ አስራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብያተ ፅሕፈት ንሴክተራት ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀለም ምምላእ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ዕቤት መሰልጠኒ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መቐለ ኣብ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ዓቕሚ ምዕባይ ስራሕቲ ከም ምድላው ምግብን ቅድን ስፌትን ስልጠና ፣ ናይ ደ/ኣንስትዮ ፀጉሪን ሜክ ኣፕ ስልጠና ፣ሓፀርቲ ናይ ዓቕሚ ምዕባይ ስልጠናታት ዝሰርሕ ትካል እንትኸውን ን ቅድን ስፌትን ዝከውን ዝተፈላለዮ ጨርቅታትን ክርን ካልኦት ንስፊት ዘገልግሉ ማተርያል ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 25, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 24, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ሰርቪስ ግልጋሎት ትውዕል ሚኒባስ መኪና - በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዝካረ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 16, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ ካልም በጀት ናይ መኪና ጌጣጌጥን መኪና መለዋወጢ ኣትሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤ/ፅ ምሕደራን ኣጠቓቕማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ምሕደራን ኣጠቓቕማን ትሕዝቶ መሬት ከተማ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 24, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ፣ ኣብ መቐለ ካምፓስ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ጥቓ ትግራይ ዝርከብ ኮይኑ፣ ናይ መምህራንን ስራሕተኛታትን ግልጋሎት ካፍቴሪያ/ ክበብ፣ ፍትሓዊ ዋጋን ክሰርሑ ንዝደልዩ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ 2019 ዓም በጀት ዓመት ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግብር ኣብ ዉሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ እሱራትን ቆፀሮን ንሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክምግብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/