ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዕውር ላሸጂን ግሪስን ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ስለ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብዪ ዓዲ ኮድ 4-00890 ትግ ዝኾነት ሞዴል F94HB እስካንያ Marcopolo ኣዉቶብስ ናብ ናይ ዓበይቲ መካይን ጋራጅ ኣእትዩ ሙሉእ ፅገና ከፀግን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ ውዕሊ ብምእሳር : ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዕገና ዝህቡ ጋራዥት ኣወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ናይ መኪና ታፒሰሪ ኣብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ታሕሳስ 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ፅገና ዝህቡ ጋራዥት ኣወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ሎት ክልተ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ግላገሎት ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ት ሐደ ሎት ክልተ ሎት ሰለሰተ ሎት ኣርባዕተ ሎት ሸዉዓተ ሎት ሸሞንት ብር 6000 ቅርሺ ሎት ሓሙሽተ ሎት ሽድሽተ ብር 15000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ፒስ ሳፖርት ፋሲሊቲ ማለት እዉን ፒሴኤፍ ግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሎት ሐደ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ : ሎት ክልተ ናይ ጋራጅ ፅገና ምክያድ ብዝብል ብግልፂ ጨረታ ብዉፃእ ንተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሎት ሐደን ብር 20000 : ንሎት ክልተ 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት በጀት /Peace Support Facility/ (PSF) ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ንምግዛእን ናይ ጋራጅ ፅገና ግልጋሎትን ንምርካብን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ብምድብ/LOT/ መቒሉ ማለት እውን ምድብ-1/LOT-1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2፡- ናይ ጋራጅ ፅገና ግልጋሎት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግንግልጋሎት ክረክብን ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: LOT-1 20,000.00 ን LOT- 2 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጎሚስታ ናይ ኢድ ዋጋ ን2017 በጀት ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2017 ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/