ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ አፈሹም

1 መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቀሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ን 2018 ዓም : ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለይ ቁፅሪ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ተወሳኪ እሴታ ታክስ ዝተመዝገበ ከምእዉን ወርሓዊ ዲክሊር ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል

3 ፅሬት መሳርሒ : ናይ መኪና ጋራጅ : ናይ ሞትረ ሳይክል ጋራጅ : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2017ን 2018 ዓም : ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለይ ቁፅሪ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ንዝጫረትዉ ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቀሑት 5000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 10000 ቅርሺ : ናይ መኪና ጋራጅ ናይ ጉልበት 5000 ብር : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት 5000 ብር : ኤሌክትሪክስ 3000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል

6 ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ጨረታ ዝረከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ምምሕዳር ወረዳ ጋንታ አፈሹም እንትከዉን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/3/2018 ዓም ክሳብ 24/3/2018 ዓም ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

8 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 25/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወክለቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

9 ሰነድ ጨረታ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዉድቂ ይከዉን

10 ደኩመንት ንፁር ዝኮነ ፎቶ ከፒ ከቅርብ አለዎ : ሚኒማይዝ ደኩመንት ኣይፍቀድን

11 ነብስወከፍ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማሕተም ክህልዎ አለዎ

13 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ንብስወከፍ ብፖስታ ዓሺጉም ከቅርቡ አለዎም እንተዘይኮይኑ ንዝመፅ ሕቶ ተቀባልነት የብሉን

14 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ወረዳ ጋንታ አፈሹም ከቅርብ ዝክእል

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344452503 / 0914135459