ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ እንዳ ኪዳናምሕረት ኣከባቢ ኣብ ደረጃ ብሎኬትን ልስንን ' በፂሒ ዘሎ ሎተ ክልተ (G+4) ህንፃ ንንግዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ግራውንድን ቦታክንሽየጥ ሰለዝደለና ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ክትሳተፉ ንዕድም ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ምሻጥ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ፕሮጀክታት ሎት ሓደ (B+G+10) ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓ ውርድ ኢልካ ፣ ሎተ ክልተ (G+4) ዓዲሓ እንዳ ኪዳናምሕረት ኣከባቢ ንንግዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ቤዝመንትን ግራውንድን ቦታታት ክንሽየጥ ሰለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ምሻጥ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ፕሮጀክታት ሎት ሓደ (B+G+10) ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓ ውርድ ኢልካ ፡ ሎተ ክልተ (G+4) ዓዲሓ እንዳ ኪዳናምሕረት ኣከባቢ ንግዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ቤዝመንትን ግራውንድን ቦታታት ክንሽየጥ ሰለዝደለና ድሌት ዘለኩም ተጯረቲ ክትሳተፉ ንዕድም ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ደረጃ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ምሻጥ/

ማሕበር መናኣስይ ትግራይ ንትካላትን ንግድን መንበርን ግልጋሎት ክዉዕል ዝክእል መሬት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ 140 ሜ.ካሬ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ 1078.6 ሜ.ካሬ ስፍሓት ዘለዎ ቦታት ብመደበኛ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/