ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዳስትሪ ኃ.የተ.የግ ማህበር ንቴንዲኖ ፋብሪካ ዝኸውን ንዝስራሕ ዘሎ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ Masonary Work ወይ ናይ እምኒ መንድቕ ስራሕ መጠኑ 850 M3 ዝኸውን ስራሕቲ ንምስራሕ በዚ ሰራሕ ልምዲ ዘለዎም ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 5, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ህንፀት ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ኣሉላናይ መሬት ንዘለዎ ዕዳጋ ማእኸል 9473 ካ/ሜትር ቦታ ሓፁር ከሕፅር ስለ ዝደለየን ብጨረታ ክስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 15, 2018 (20 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 17, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዕቢ ካብ ናይ ዋን ዋሽ 2 ምዕራፍ ዝተረኸበ በጀት ኣብ ጣብያ ፈ/ወይኒ ኬላ ጥዕና ሓዱሽ ዝርገሐ መስመር ማይ ፕሪፎርማ /shoping ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 15, 2018 (20 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ልምዓትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ በዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ሰመማ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣበዚ ዘፈር ንዝተዋፈርኩም ተወዳደደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 13, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣብ ጣብያ አዘባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቂኣኖ ዝስራሕ ሐደ ብሎክ መመህሪ ክፍሊ ህንፃን ንምስራሕ ኣብ ክልልና ዝርከቡ ሓርበኛታት ብደረጃ 8 ደቀቅቲ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 6, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ትርከብ ናይ ጉድጎድ ማይ ሰብ መርስልን ወታር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ሕድሳት ክገብር ስልዝደለየ ኣብዚ ሞያ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 7, 2018 3:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --