ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዱስትሪ ሃ.የተ .የግል ማህብር

ዕለት:-02/12/2018 

ጨ/ቁፅሪ:-002/2018

ምልክታ ጨረታ

ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዳስትሪ ኃ.የተ.የግ ማህበር ንቴንዲኖ ፋብሪካ ዝኸውን ንዝስራሕ ዘሎ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ Masonary Work ወይ ናይ እምኒ መንድቕ ስራሕ መጠኑ 850 M3 ዝኸውን ስራሕቲ ንምስራሕ በዚ ሰራሕ ልምዲ ዘለዎም ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ሰብ ሞያ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ከምኡውን ዘለኩም ናይ ስራሕ መረዳእታ ብምሓዝ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ት ቢሮ ብኣካል ብምምፃእ ብናይ ትካልና ዋጋ መቕረቢ ፍርሚ ብምምላእ ክትጫረቱ ትካልና ዩናይትድ ስቲል ሜታል ኢንዳስትሪ ይዕድም፡፡

ምስ ሰላምታ

034 440 32 15/18