⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• ተጫረቲ ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕቲ ናይ 2ን ልዕሊኡን ፕሮጀክትታት ልምዲ ዘለዎም ክኾኑ ዘለዎም ኮይኑ፣ እቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 14 መዓልታት ተሰሪሑ ክውደእ ኣለዎ።
• ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO 10,000 ብር ዘትሕዙ ኮይኖም፣ ዘይምለስ 200 ብር ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 10/03/2019 ዓ/ም ጀሚሮም ክወስዱ ይኽእሉ።
• ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታው ካብ 10/03/2019 ክሳብ 16/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ፣ እቲ ጨረታ ኣብቲ ዕለት (16/03/2019 ዓ/ም) ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት።
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ዋሕስ ናይ ገዛ ተጠባን ንትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ትግራይ ዘሎ ናይ መንበሪ ገዛን መስርሒ ቦታን ፀገማት ንምፍታሕን ነቲ ትሑት ኣታዊ ዘለዎ ናይ ሕብረተሰብ ክፍሊ ማእኸል ትራ ኣብ ምንቅስቓስ እትርከብ ትካል እያ።በዚ መሰረት ዋሕስ ናይ ገዛ ብባን ሀንትን ኣክሲዮን ማሕበር፣ ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4((07485 ) ክልተ ብሎክ ንዓማዊል ንምርካብ ናይ ዊንደው ሲል ትሬድን ራይዘርን ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና ፍቓድ ዘለኩም ተረቲ ነዞም ዝስዕቡ ረጓ ት ተማልኡ ተረቲ ክትሳተፉ ንዕድም
1. ናይ 2010ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መፍለይ ቲን ናይ ምዝገባምስክር ወረቐት ናይ ኮንስትራክሽን ምዝገባ ፍቓድ፤ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝኽእል።
2. ተረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) /10,000/ዓሰርተ ሽሕ ብር ከቕርብ ይግባእ።
3. ተጫረቲ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ዘለኩም ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕቲ ክልተ ፕሮጀክትን ልዕሊኡን ዝሰርሑ
4. እቲ ሰራሕ ኣብ ኣስርተ ኣርባዕተ መዓልታት ሰሪሑ ክውድእ ዝኽእል።
5. ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝተሓተ ዋጋ ዘእተወ ይኸ
6. ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 200 (ክልተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ተብሊ 16 ሮማናት ኣደባባይ '' ትምህርቲ ዝወስድ መንገዲ ኣቢሲክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ብምቕራብ ሰላት 10/03/2019 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ሕ ስዓት ምውሳድ ይካኣል።
7. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናልን ሓደ ዞን ፋይናንሻልን ሲፒኦን ዶክመንት ኣብ ዝተፈላለየ ፖሰታ ብሽምዒ ብምእሻግ ኣብ ሓደ ዓብይ ፓስታ ኣሺጎም ብምቕራብ ሙሉእ ኣድራሻ ናይ ድርጅቶም ማህተም ብንፁር ብምግላፅ እቶም ኣብ ቑፅሪ 2 ዝተዘርዘሩ ምስክር ወረቐት ኦርጂናል ዶክመንት ኣብ እዋን ጨረታ ምኽፋት ሒዞም ክመፁ ኣለዎም።
8. ተጫረቲ ዝተማልእ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ተበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3 ደብሪ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 10/03/2019 ክሳብ ሰዓት ዕለት 16/03/2019 ካብ ሰዓት 2:30 ንጉሆ ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታው ይኽእሉ።
9. እቲ ሔራታ ተረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ዕለት 16/03/209 ድሕሪ ሰዓት 9:00 ተዓሸጉ ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ይኽፈት።
10. ተ ረቲተወሳኺ ሓበሬታ እንተደልዮም ብቑዕሪ ሰልኪ +251938000111, +251938000222 ምድዋል ይካኣል።
11. ትካልና ዝሓሽ መማረፂ ተረኺቡ እታ ጨራታ ብውሱን ወይ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።