...ሓንቲ ዝተበላሸወት አዉቶ ሞቢል መኪናን ፡ ሓድሽ ናይ ማይ ሞተር መስሓቢ ፓምፕ ብሐራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 (ቅድሚ 14 ሰዓት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (12 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

...ክስ ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ማሸን ካልኦትን : ሎት ኣርባዕተ ፈርኒቸራት : ሎት ሓሙሸተ ናይ ፈርኒጂ ፅሕዲታትን ናይ ማይ ሮቶታትን ብቲ ተመሓይሹ ዝወፀ ቁፅሪ 255/2007 በዚ መምርሒ ብሐራጅ ኣጫሪቱ ንብረት ከወግድ ስለዝደሊ ዝኮነ ይኩን ዉልቀ ሳብ ወይከዓ ትካል ክጫረት ክምዝክእል ነፍልጥ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (4 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሎት ሐደ 50000 ብር ሎት ክልተ 30000 ሎት ሰለሰተ 20000 ብር ሎት ኣርባዕተ ሓሙሸትን ድማ 10000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

...ዘገልገሉ መካይንን ዓበይቲ ጀነሬተራትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (10 ሰዓታት ቐርዩዎ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዘይህባ ተሽከርከርቲ : ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 10, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ተሽከርከርቲ 15000 ቅርሺ: ንካሊእ ንብረት 2000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ዝረከበ ዘገልገላ ተሽከርከርቲ : መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላትን ዉልቀ ሳባትን ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (30 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 80,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይን ፈሳሲን ከተማ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘገልገሉ አረጊት ንብረት ማለት እዉን መካይን ሞተራት ጀኔተራት ብመሸጣ ከወግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ስምረት ኩለመዳይ ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐስ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ቀፅሪ ገቢ ጋራጅ አትርከብ ዝተፈላስቦ ኣካላታ ዝተጋደስ ሲኖትራክ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይፕ ስስዝደሊ ግልፂ ጨረታ ኣውፂኡ ኣሎ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 42,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/

ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማህበር ዘገልገላ 11 (ዓሰርተ ሓድ) ኣናእሽቲ ተሽከርከርቲ ብዘለዎኦ ኩነታትን ኣብ ታሕቲ ሰደቓ ብዝተቐመጠለን ዝርዝር ዋጋ መሰረት ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 12, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 27, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ሓራጅ/ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ትሕት ኢሎም ዝተዘረዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገላ መኻይን ኣዋዳዲሩ ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቦኽራ ዩኔን ሓ/ዝተ/ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገላ ተሽከርከርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተጫረቲ በቲ ኣብ ዝርዝር ዝወፀ ሰነድ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/