ፃውዒት ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞተራት ጋራዥ ፅገና ዝተፈላለያ ናይ ነዳድን ኤሌክትሪ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ እቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ የቕርብ::
| ተ/ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ፒስተን ምስ ከምቻ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 2 | ዴብራተር | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 3 | መጋገ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 4 | ለቶፕ ላይት | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 5 | መኸደን ሳልቫትዮ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 6 | ጌጅ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 7 | ባውዛ ምስ ከቨር | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 8 | ፍሬን ሻራ ቅድሚትን ድሕሪትን | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 9 | ፍሪስዮን ሆልደር ምስ ማኔላ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 10 | ፍሬን ሆልደር ምስ ማኔላ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 11 | ዘይቲ ሞተር | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 12 | ዘይቲ ናላዕሊ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 13 | ፍራቻ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 14 | ስፖኮዮ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 15 | ኣቕራተር ጋይና | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 16 | ኣችራተር ዓዕሚ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 17 | ቑልፊ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 18 | “ማኔላ ሠርግሒ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 19 | ናይ ላዕሊ ዘይቲ ቆት | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 20 | ሰርቪስ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል | |||||||||
| 1 | ፍሬን ሸራ ናይ ድሕሪትን ቅድሚትን | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 2 | ኩችኔት ናይ ቅድሚት | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 3 | ዓረር መሪ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 4 | ሰርቪስ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
2. Tin Numbor ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
3. ቫት ዝተመዝገበ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢን ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብር 3000/ሰለስተ ሽሕ ብር/ ከድሕዝ ኣለዎ
5. ዝተዳለወናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100 ሚአቲ ብር /ዘይምለስ እናኻፈለ ክወስድ
6 ግልፂ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 25/5/2018 ዓ.ም ክሳብ 9/6/2018 ዓ.ም
7. ግልፂ ጨረታ ዝርኣየሉ ዕለት 9/6/2018 ሰዓት 4:30 ይኽፈት
8. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን