1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 5/5/2018 ዓም ክስብ 19/5/2018 ዓም ዘምልስ ብር 300 ብምክፋል ዝተዳለወ ጨረታ ሳንድ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣለጀ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም
2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ ቫት ተምዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ወይ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
6 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ጋራንቲ ከትሕዝ ዝክእል
7 ጨረታ ዝፀንሐሉ ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ምካኑ
8 ሰዓራይ ዝኮነ ታጫራታይ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ አለዎ
9 አብ ዝተገበረ ጨረታ መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
10 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
11 ንሕርሻ መሳርሒ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
12 ናይ ንፖሌቴን ትዩቭ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩቭ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 6:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
13 ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
14 ናይ ፊልሲ ወይ ድማ ቀዋሚ ተክሊ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
15 ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344210089 / 0344210276