... ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (11 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

...ለዩ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፡ ናይ አሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (9 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን 20000 ፡ አሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

...ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (7 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (5 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስ : ተሽከርክርቲን ነንሕድሕድ 18000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 16000 : ንቀዋሚ ንብረት 15000 : ንደቀቅቲ መሳርሒ 3000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

...ፈት መሳርሒን : ፅሬት ኣቅሑትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 13, 2017 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (5 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 (17 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ዕሕፈት ዝውዕላ ሞተር ሳይክል ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 (30 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 8,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ እግሪ ምትካል ክልል ትግራይ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፋይል ካብኔትን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፋይል ካብኔትን 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን 10000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: -
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ሞተር ሳይክላት ኣጫሪቱ ክዕድግን ንስራሕቲ መስኖ መሰተ ማይ ዝዉዕላ ናይ ማይ ስተራክቸራት ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንሞተርሳይክልን ንህንፀት ስራትራክቸር መሰተ ማይ ንሕድሕዶም ብር 40000 ብር : ንህንፃ ስትራክቸር መሰኖ ማይ ድማ ብር 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ሞተር ሳይክላት ኣጫሪቱ ዕድጊት ክፍፅምን ብተወሳኪ ድማ ንስራሕቲ መስኖን መስተ ማይን ግልጋሎት ዝውዕላ ናይ ማይ ስትራክቸራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 5, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/