ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ

ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንንፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሱ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ቫት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ ከምእዉን ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓምተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም ናይ 2018 ዓም ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብ ፖስታ ዝተዓሸገ ናይ ኩሉ ቅዳሕ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ሰነድ ጨረታ ኣብ ዝተማለአ ቅጥዒ ማህተም ዝዓረፎ ብግልፂ ዝረአን ክክዉን አለዎ

6 ከይዲ ጨረታ ብዘይአገባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ጨረታ ከይታሰተፍ ክሳብ ምእጋድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምኮኑ ምፍላጥ የድሊ

7 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን አፈላላይ ክህልዉ የብሉን ኣፈላላይ እንትህልዉ ናይ ሐደ ዋጋ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ

8 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ስርዝ ድልዝ ወይ ድማ ድምሳስ ክህልዉ የብሉን ስርዝ ድልዝ ወይድማ ድምሳስ እንተጋጥም ፓርፍ ክግበረሉ አለዎ ዝተጋነነ ስርዝ ድልዝ ማለት እዉን ድምሳስ ዘለዎ መረዳእታ ዉድቂ ይግበር

9 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ዉዕሊ ብጥር ገንዝብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ቅርሺ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 30000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 20000 ቅርሺ :ሳይክል 10000 ቅርሺ : ናይ ፅዕነት መኪና 50000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር 20000 : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን 30000 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም

10 ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ተጫረቲ ካብ 18/5/2018 ዓም ክሳብ 2/6/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

11 ሰዓራይ መቅረባይ ዝፈለጠሉ ንዝምለከቶ ዓይነት ንብረት ብመሰረት ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት እዉን እስፐስፈኬሽን ኮይኑ እቲ ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአ መቅረባይ ይከዉን

12 እቲ ጨረታ 3/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት መዝጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ይክፈት

13 ተጫራታይ ሰዓራይ ተባሂሉ ፋይናንሻል ዉፅኢቱ ብስሩዕ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ጥረ ገንዘብ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ድማ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ተከታተልቲ 10 መዓልቲ ከረክብ ዝክእል

14 ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ወፃኢ ናብ ቤት መዘጋጃና ከረክብ ዝክእል

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914108723 0938532022