ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2011/12ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣብያተ ህንፀት ዝተፈላለዩ ንብረታት ንመሰልጠኒ ዝከዉን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ካምዝስዕብ ይከዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 17, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ን 2007 ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝምን ዝኸዉን ዋናጩ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ/

ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ንሰራሕተኛ ናይ ሰርቪስ ኣገልግሎት ዝህባ 9 ኣዉቶብስ መካይን እቲ ኣዱሽ ናይ ትካልና ሽምን ኣርማን /ሎጎ /

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ/