ቤት መዘጋጀ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ነቲ ትከል ዘገልግል ናዉቲ ማለት መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ :ኤሌክትሮኒክስ: ቀወምቲ ንብረት ተሽከርክርቲ : ኣቅሑት ፅሬትን ካልኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 3, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመሳርሒ ህንፃ ንኣቅሑት ፅሬትን : ንኤሌክትሮኒክስን ንቀወምቲ ንብረታት ንተሽከርከርትን ድማ 15000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት መኪና/

ቁፅሪ 49/ 2016 ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሐደ ሚኒባስ ሃፍ ቫን በዓል 5 ወንበር በዝሒ ሐደ: ክልተ ስቴሽን ዋጋን በዓል 7 ወንበር በዝሒ ክልተ: ሰለስተ ፒካፕ በዓል 5 ወንበር በዝሒ 10 ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ ኣጎልግሎት ምምሕዳር ፋይናንስ ን ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት እትዉዕል ናይ ደረቕ ጓሓፍ መጓዓዓዚ መኪና ብግልፂ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ ን2012 ዓም 3ይ ዙር ንከተማ ሸራሮ ዘገልግል ናዉቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ ተሽከርከርቲ ፣ ሕትመት፣ ሕክምና፣ ተክልን ሳዕርን ፣ ሓፂነ መፂን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት መኪና/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

የትግራይ ልማት ማህበር ከዚህ በታች የተጠቀሰዉ ተሽከርካሪ ማለት ኣዉቶሞቢል መኪና ብዛት 01 በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ መኪኖች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ የተለያ መኪናዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ወልቃይት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ፣ ኣናእሸተይ መሳርሕታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ 6, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓ/ም ንተሽከርከርቲ መግዝኢ ካብ ዝተበጀተ በጀት ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/