ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

ቀዳማይ ቢካፕ ደብል ኮይን በዝሒ ሓሙሽተ ካልኣይ ኤሌከትሪካል ካር በዝሒ ሓሙሽተ ሳልሳይ ሃብሪድ ኤሌክትሪካል ካር በዝሒ ሐደ ራብዓይ ኤሌክትሪካል ካር ቻርጀር በዝሒ ክልተ

1 ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ትካለት ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብር ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዘቅረብዎም ሰነዳት ቴክኒካል ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ዝተዓሸገ ፋይናንሻል ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ስፒኦ ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ዝተዓሸገ ናይ ትካሎም ማህተምን ብዘለዎ ብምዕሻግ እቲ ጨረታ ኣብ ዝቀርበሉ ዕለት ምቅራብ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ ሒዞም ክሳብ ዕለት 2/12/2025 ኣቆፃፃር ፈረንጂ ሰዓት 4:00 አብ መቐለ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 315 ናይ ዕደጋን ቀረብን ቢሮ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

6 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0948400362 / 0344405806