ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ንማይጨዉን መቐለን ግልጋሉ ዝዉዕል፡- .ናይ ፅገና ናዉቲን Safty oadit and Refreshment ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ስልጠና/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ፣ ዓዲግራትን ማይጨዉን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና፣ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም፣ ናይ ሕክምና ናዉቲ፣ ናይ ዓበይቲ ምግቢ፣ ናይ ስልጠና ናዉቲ፣ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት፣ ናይ ህፃናት ፐርሰናል ይተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሰለዝደለየት᎓᎓

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ስልጠና/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ምስ ኮሞሽ ፕሮጀክት ብምትሕብባር ኣብተን ዝተመረገ ንኣርባዕተ ንወረዳታት ንዘለው ልምዓት ጉጅለ ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ሳሙና መምረቲ ከሚካላትን ንዓህቶም መሳርሒ ዝኮኑ ሚዛንን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብከተማ በርኪ ማለት ምልክታ ብምልጣፍ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 2, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 12, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 12, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ስልጠና/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንናይ ክዳን ሳሙና ፣ ናይ ኢድ ሳሙና ፣ ናይ ኣቁሑት ሳሙና ዝስልጥና መሰልጠንቲ ትካላት ምስ ሙሉእ ናውቶም ኣማሊኦም ከሰልጥኑ ዝክእሉ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ኩሉ ወፃኢታት ሸፊኑ ከሰልጥን ዝክእል ትካል ክነወዳድር ንደሊ ንደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ስልጠና/ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) አብ ከተማ መቐለ ዋና ዉሽጢ ንትሰረሖ ዘላ ህንፃ ዝዉዕል ናይ እንፀይቲ ማዕፆን ናይ ኤሌክትረከ ቦርድ ጨረታ አወዳዲሩ ምንስራሕን ንምግጣም ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ስልጠና/ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር/

ሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 23, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 2, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ጥዕና ተንከፍ ስልጠና/