ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝ/ዩ ናይ ኮምፕተር ሲሰተም ዩኒት ዝ/ዩ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑትን ዝ/ዩ መፃሕፈትን /ሓፂን/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓቐን ዘለዎም ናይ ወፃኢ ጣዉላ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ጥረ ኣቕሓ ሒዞም ዝመፁ ጣውላታት (ፓሌት) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንኽትሳተፉ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት እስክራፕ ወይድማ ዝተቀዳደ ፕላስቲክን ከረጢት: ዘገልገሉ ናይ ኣይስቲ ናዉቲን : ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረትን ንዓማዊል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ዘገልገሉ ጎማታት ካለማደርያ፣ ፍላፕ፣ በራሚልን ናይ መኪና ባትሪን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ሐደሽትን ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ሻወር ትቦታት: ሰራሚክ : ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ናይ ኣዳራሽ ትቦላሪ : ዓረቢታት ወዘተ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝ/ው/ማሕበር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ስሜን ላ ከባቢ ዝርከቡ ዝሃጠሩ እንስሳ/ከፍቲ/ ክሽይጥ ስለዝደለየ ክትረቱ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ፥ ዝተፈላለዩናይ ፕሪንተርን ፎቶ ኮፒን ቀለም ን ማርከርን፣ናይ ፅሬት ኣቑትን ፥ናይ መንደቅ ቀለም ፥ ዘገልገሉ ቀወምቲ/ፈርኒቸር/ኣቑሑት ፥ ዘገልገሉ ኮምፒዩተርን ፕሪንተርን ፥ ናይ መኪና ባትሪ ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝ/ዩ ናይ ኮምፒተራት/ሲስተም ዩኒት/ፕሪንተር/ups ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/