ሂወት እርሻ መካናይዜሽን ሃ/ዝ/ው/ማህበር

ን2' ግዘ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝ/ው/ማሕበር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ስሜን ላጪ ከባቢ ዝርከቡ ዝሃጠሩ እንስሳ/ከፍቲ/ ክሽይጥ ስለዝደለየ ክትረቱ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ተ/ቁዓይነት እንስሳመዐቀኒበዝ
1ከፍቲቁፅሪ08


• ተጫራታይ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ብር 100 (ሓደ ምእቲ) ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋኹም ናብቲ ዝተዳለወ ሳዕን ጨረታ ምእታዉ

• ተጫራታይ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ ሰልስተ መዓልቲ ከፊሉ ክወስድ ዝኽእል

• ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቶም ከፍቲ ኣብ ከባቢ ላጪ ዝርከብ ቦታና ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ክወስድ ዝኽእል

• እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 17/11/2016 ዓ/ም ክሳዕ 24/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይፅንሕ።

• ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/11/2016 ዓም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሎ ኣብ ሂወት እርሻ መካናዜሽን ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ከባቢ ዓዲ ሓቂ ሳኒ ሮማናት ክልኒክ ዘሎ በፅሕፈትና ይኽፈት"

• ትካልና ዝሓሸ መሃረኒ እንተረኺቡ እቲ ራታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።