ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ተረፍ ምህርቲ ዝኾነ ቁርፅራፅ ፖሊፖፕሊን በዝሒ ዘለዎ ኣጫቀሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝ/ዩ ኮምፒተራትን ናይ ኮምፒተራት ኣክሰሰርን / ዝ/ዩ ናይ ፈርንቸር አቁሑትን ዝተፈላለይ መፃሓፈቲን ዝተፈላለይ ናይ ወንበር ሓፂን ቁርፅ ራዕን/ብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዘገልገሉ ንብረታት ብጅምላ ክትገዝኡ እትደልዩ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ኤሌከትሮኒክስ ፣ ፣ ፕሪንተራት፣ ላፕቶፕ፣ ናይ ጋሻ ወንበር፣ ተሽከርካሪ ወንበርን ዝተፈላለየ ሓጭን መጭንንኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ተረፍ ምህርቲ ዝኾነ ቁርፅራዕ ሓፂን ናይ ሞተር ዊልቸር ምርኩስ በዝሒ ዘለዎ ኣጫቀሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ _ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ባህርዛፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዘገልገሉ ኣቑሑት (ንብረታት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ኣካላት ብኣካል እቲ ንብረት መፂእኹም ብምርኣይ ክትጫረቱ ከምእትኽእሉ ክንሕብር ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኤለክትሮኒክስ ዝውገድ ኣቑሑት ብር 3000.00 ናይ ፈርኒቸርንዝውገድ ኣቑሑት ድማ ብር 2000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 6, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 6, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ብቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዝተትሓዘ ጠሊ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክከተማ ሰሜን ኣብ ከተማና ብቻ ሊስ ቤት ፅሕፈት ወሊ ተረክበ ኣድጊ ስለ ዘሎ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 04:40 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/