ስራሕቲ መስኖን ማይ ቴክኖሎጂ ብርሁ ተስፋ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ጥረ ኣቕሓ ሒዞም ዝመፁ ጣውላታት (ፓሌት) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንኽትሳተፉ ይዕድም።


ተቁዝርዝር ንብረትመዐቀኒበዝሒ
1ጥረ ኣቕሓ ሒዞም ዝመፁ ጣውላታት (ፓለታት)ቁፅሪ340

ዝርዝር ናይ ጨረታ ረቛሒ

1. ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኾነ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድ ቫት ሰርተፊኬትን ናይ' ኸፋላይ ሰርትፊኬት (TIN) ከቕርቡ ዝኽእሉ። ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቫት ሰርተፊትን ግብሪ ኸፋላይ ሰርትፊኬት (TIN) ዘየማልኣ ካብ ውድድር ወፃኢ ይኾውን

2. ተጫረትቲ ንጨረታ መኸበሪ ናይ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ብዝተረ፡ ገፀ ሲፒኦ (CPO) ከትሕዙ ኣለዎም።

3. ጨረታ ዝሰዓረ ሙሉእ ክፍሊት ከፊሉ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ከልዕል ዝክእል። በቲ ዝተብሃለ ዘይትግብር ዘትሓዞ ሲፒኦ(CPO) ናብ ትካል ኣታዊ ኮይኑ 'ካል ካሊእ መማረፂ ይወስድ

4. ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 200.00(ክልተ ሚኢታ) ዘይምለስ ብምኽፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጐሆ 2:30 ክሳብ ድሕሪ ስዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 20/12/2016 ጀሚሩ ናብ ትካልና መምርሒ ፋይናንስ ብምምፃእ ምዕዳግ ይከኣል።

5. እቲ ንጨረታ ዝቐርብ በዝሒ 340(ሰለስተ ሚኢቲን ኣርባዓን) እንትኸውን ክውስኽን ክቕንስን ይክእል እዩ።

6.ተጫረትቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ሓደ ኦርጅናል ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 20/12/2016 ዓ.ም እስካብ 04/01/2017 ዓ.ም ቅድሚ ስዓት 3:30 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክተእትዉ ትኽእሉ።

7. እቲ ዝምላእ ናይ ዋጋ ብግዚ ቅድሚ ቫት ወይ ምስ ቫት ምኻኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ እንድሕር ዘይተገታ ቲ ቅድሚ ቫት ምኻኑ ተሓሳቢ ይግበር

8. ጨረታ ዝኸፈተሉ ዝዕፀወሉን ዕለት 04/01/2017 ዓ.ም ልክዕ ስዓት 3:30 ተዓፅዩ ልክዕ ስዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።

9. ትካልና እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ንተወሳኻ ሓበሬታ ብስልኪ ቑዕሪታት 0914729076/0914-72-79-02 ደዊልኻ ምሕታት ይከ ል።