ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ንብረት- መድሓኒት ፣ ናይ ተግባር ስልጠና ፣ ናይ ሰነ ልቦና ንብረት ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ናዕዴር ናይ እንስሳት መድሓኒት : ናዉቲ ሕክምናን ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 በጀት መደበኛ በጀት ንወረዳ ፅምብላ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ገጠር ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ንእንስሳ ሕክምና ግልግሎት ዝውዕል ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውንቲ ሕክምናን ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕፁያት ተውዳድርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 8,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ስሩዕ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ዕድጊትብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት ቢድቢንድ 15000 ንኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ንኣቅሑት መለዋወጢ መኪና 6000 ቅርሺ ንናይ እንንስሳ መድሓኒት ናዉቲን 6000 ቅርሺ ንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 8000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ከተማ ሸራሮ ማይኒ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንሆስፒታልና ዝዉዕል መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕስኣ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ዝዉዕል ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ከም መብስዒ ወረቀት ስቲፕለር እሰቲፕላይዘር ካልኦትን ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 06:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅ ሰገን ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : መድሓኒት እንስሳን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 4, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ : መድሓኒት እንስሳ 3000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2017 ዓም ኣቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፡ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፡ኤሌክትሮኒከስ ፡ መድሓኒት እንስሳን ናዉቲ መሳርሒን ፡ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገናን ፡ ሕተመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገና ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናዉቲ መሳርሒ ፡ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬትን 300 ሕትመትን 3000 ቅርሺ ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቀሑትን ኤሌክትሮኒክስን 6000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲን : ናይ ሞትር ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: እንስሳ መድሓኒት ናዉቲን 10000 ቅርሺ : ናይ ሞትር ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን 1000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ን እንስሳት መድሓኒት :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ን መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክል ን ዕጥቂ ስፖርት ንብስወከፎም 3000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬትን : መሳርሒ ሕትመት 2000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/