ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ክፍሊ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንሆስፒታል ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ንመወሀቢ ግልጋሎት ሕክምና ኦክስጅን ስሊንደር መምስሊ ግልጋሎት ክገዝእ ስስዝደሊየ ነዙይ ዝተማልኡ ነጋዶ በቲ ትሕት ኢሉ ዘሎ ደረጃ መስፈርት ከተቅርቡ ከተመሰሉ እናፍሰጥና ዝርዝር መስፍርት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡፡ በዚ መሰረት ኣብቲ ግልጋሎት ጨረታ ክትሳተፉ አትደስዋ መቅረብቲ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም
- ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዝተደስየ ዘርፌ ንገዲ ዘስኩም
- ናይዚ 2017 ወይም 2018 ዓ/ም ዘመን ገብረ ዝከፈልኩምን ወይ ድማ ዘሕደስኩምን ምስ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝከአ ፣
- እቲ ጨረታ ናይ ብዓል ዋና ሕጋዊ ማሀተምን ፌርማን ዘስዎ ክከውን ኣስዎ።
- ክጫረት ዝክእል ኣካል ብናደ ዛዕሱን ወይም ሕጋዊ ውክልና ዘስዎ ከከውን ኣስዎ።
- ጨረታ ዝወሰደሉ ዓብይ ዓዲ ሆ/ስ ምም/ር ሩይናንሰ ምኻኑ፣
- ሰነድ ጨረታ ተከፊቱ ተጫረታደ ምስዓሩ ምስ ፈስጠ ንሓደ ዓመት ናይ ዋጋ ወሰከ ከየደስየ ግልጋሎት ይህብ ። ጨረታ መክበሪ ብCPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 5000/ሓሙሽተ ሽሕ/ ከትሕዝ ዝክእል፣
- ቤት ፅሕፈትና ብዝኣዘዞ በዝሕን ዓቀንን ንሓደ ዓመት ውዕል ኣሲሩ ዘቅርብን ገስጋሱት ዝህብ ከከውን ኣለዎ። ተጫራታደ ዝቀርብ ዝርዝር መገስፂ ምስራዝ ዘይኽእል ምኻኑ ኣሚኑ ዋጋ ይመልእ፣
- ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 8/11/2017ዓ/ም
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/11/2017 ዓ/ም ስዓት 10፡00
- ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 17/11/2017 ዓ/ም ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ሩይናንስ ምም/ር ከፍሲ ስዓት 10፡30 ንሕድሕደ ኦክስጅን ስሊንደር መምስአን መሕፀብን ሰዓራይ ዝኸውን መዳደሪ ዋጋ በበዝሒ ዓይነት ዝነኣሰ
- ዋጋ ዝመልስ ሰዓረ ደኽውንን በዚ መሰረት ውዕሊ ዝኣስር ምካኑ ፈሊጡ ብጥንቃቀ ደመስእ፣
- እቲ ዝምላእ ዋጋ ንሓደ ዓመት ምኻኑ ፈሊጡ ዝመሰእ፣
ዓብደ ዓዲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንመምዕሊ ኦክስጅን ስሲንደር መሳርሒ ናውቲ ሕክምና ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ስሊንደር ካስጅን ንምምላእ ዝወፀ ጨረታ በጀት ዓመት /2018 ዓ/ም
| ተቀ | ዓይነት ዝገዛእ ኣቅሓ ወደ ግልጋሎት ዝወሃቦ | ዝርዝር መግለፂ | መለከዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | ቮከስድን ጋዝ | በዓል 50 ብሊትር | M3 | 01 | ||
| 2 | ኦክስጅን ጋዝ | በዓስ 40 ብስትር | M3 | 01 | ||
| 3 | ኦክስጅን ጋዝ | በዓስ 20 ብሊትር | M3 | 01 | ||
| 4 | ኦክስጅን ጋዝ | በዓስ 11 ብሌትር | M3 | 01 | ||
| 6 | መሕፀዚ ኦክስጅን ንበዓስ 50 | ንከሕፀብ ኣብ ዝተኣዘዘ ተረባሚ ይኸውን | M3 | 01 | ||
| 7 | መሕዘቢ ኦክስጅን 40 | ንክሕዘብ ኣብ ዝተኣዘዘ ተፈፃሚ ይኸውን | M3 | 01 | ||
| 8 | መሕጸቢ ኦክስጅን ንበዓስ 20 | ንክሕፀብ ኣብ ዝተኣዘዘ ተፈፃሚ ይከውን | M3 | 01 | ||
| 9 | መሕዐቢ ሾከስጅንንበዓስ 11 | ንክሕፀብ ኣብ ዝተኣዘዘ ተፈፃሚ ይኸውን | M3 | 01 | ||