ቁፅሪ /2/ት/ባ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር-22 ዕለት// /10/2017ዓ/ም
ፕሮፎርማ
ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2017 በጀት ዓመት ንከይዲ ሰራሕ ምክልካል ስግኣትን ሓደጋን ድልውነትን ንስራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ነብሲ ሳሙና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
| ተ. | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ >/th> | መዓቀኒ | በዝሒ | ነ /ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሳሙና ናይ ነብሲ | 180 ግራም | ቁፅሪ | 1344 | ብሳምፕል መሰረት |
ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2017ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን(Tin Number) ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ መምለኢዋጋ ብቢሮና ብዝተዋሃበኩም ቅጥዒ መሊእኹም ከቕርቡ ይክእሉ።
5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት16/10/2017 ክሳብ 18/10/2017ዓ/ም ሰዓት 10:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅራብ ዝኸእሉ ኮይኖም ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት18/10/2017ዓ/ም ሰዓት 10:30 አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ት/ባ/ዕ/ፋ ይኽፈት፡፡
6. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀባልነት የብሉን
7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን
8. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር3ይፎቅ እዩ
9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
10. ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም ዉዕሊ ናይ መእሳር ገዴታ አለዎ፡፡