ፕሮፈረማ
ኩሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ንምግዛእ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ካብ 02/10/2017ዓ.ም ክሳብ 04/10/2017ዓ.ም መፂኢኹም ሰነድ ፕሮፈርማ ንክትወስዱ ንዕድም።
| ተ.ቐ | ዝርዝር ዝቐርብ መድኒት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ||||||
| 1 | Gentamycin 80 mg /2ml of 10 | PK | 25 | ||||
| 2 | Alcohl 70 % Solution | Bott | 25 | ||||
| 3 | Timolol 0.5% eye drop | Tub | 50 | ||||
| 4 | Povideene iodine 10% Liter | Bottle | 25 | ||||
| 5 | Ciproloxacillin eye Drop 5ml | tube | 600 | ||||
| 6 | Adrenaline 1 mg/ml oflo | Pk | 50 | ||||
| 7 | Ethanol 99% | Bottle | 5 | ||||
| 8 | Blood lancet of 100 | pack | 15 | ||||
| 9 | Strip for Blood glucose testing of 50 | pack | 20 |
ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዝሮም ኣለዉ ።
1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017 ዝተሓደሰ ።
2. ቲን ናምበር ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኸዕሉ።
3. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ትኽዕሉ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቐባልነት የብሉን። እቲ ፐሮፎረማ ዝኸፈተሉ ዕለት ካብ 02/10/2017ዓ/ም ክሳብ 04/10/2017ዓ.ም 4:00 ስዓት ይኽፈት።
4. እቲ ፕሮፈርማ ኣብ ቁፅሪ 44 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኹም ንኽትወስዱ ንዕድም።
5. እቲ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ይሕሰብ
6. እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/ ምሕታት ይከኣል።