ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደቂ አንስትዮ ፀጉሪ መሳርሒ ፥ ናይ ክዳን ስፌት ማሽን ፥ እድንን ክርን ፥ ናይ ምግቢ ተንከፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንተጠቀምቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ተኽላ መኸሊ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ዉዕሊ ክአስርን ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ግለጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ብስኩት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ሜታኖያ ኣካዳሚ ናይ መምህራን ካፍተርያ ኣሰናዲኡ ዘቅርብ በዓል ሞያ ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል እኸሊ ንመጥሐኒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጥሕን ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አደራሽ ክራይ ምስ መስተንግዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ፣ፈርኒቸር ፅገና፣ካፍቴርያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ናይ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ዕገና ክዕግን ስለ ዝደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል ዘይቲ ብልዒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ንበጀት 2018 ዓም ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ዝምግብ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2018 11:35 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ፣ ዓዲግራትን ማይጨዉን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና፣ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም፣ ናይ ሕክምና ናዉቲ፣ ናይ ዓበይቲ ምግቢ፣ ናይ ስልጠና ናዉቲ፣ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት፣ ናይ ህፃናት ፐርሰናል ይተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሰለዝደለየት᎓᎓

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ስልጠና/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/